1 thought on “ቃለ ምልልስ ምስ ተጋዳላይ ብ/ጀነራል ኣብርሃ ተስፋይ (ድንኩል)

  1. Our Hero,
    We all Tegaru wish you both health and longevity.
    Your presence among us will still definitely provoke fear and convulsion among our enemies-
    ፀላዕትና ዝፈርህዎ አሞንጎና ተሊዩ ሐሚሙ፥ሞይቱ፥ተታሂዙ፥ተቀቲሉ እናበሉ እዮም ዝፅናንኡ፥ንህናውን ዘይንፈልጠኩም ሰባት ተሀሊና ፀላዕትና ፀላዕትኹም ብቕንአት ውሽጦም ነዲዱ ሽምኩም አልሎም ክዛረቡ ቀልናዮም ኢሎም ክፍክሩ እንከለው ብዘይ ፍትወቶም ንአለም፥ንሕዝኹም፥ከማይ ዝበለ ፍልጠት ዘይብሉ ዘይፈልጠኩም ይገብሩ አው፥፥እዚ ዘህጉስ ዘህብን ኮይኑ ረኺበዮ፥፥ፀላኢኻ ብቅንአት ይኹን ብልት ተኽ ይሉ ሽማካ አልኢሉ ካብ ካልኦት ፈልዩ ክዛረብ እንከሎ ዘይልጠካ ሰብ ንክፈልካ ንፀላዒ ዘምቸው ዘርዕድ አቅሚ ፍልጠት ከምዘለካ የህብር፥ዓወት ንሀገረ ንትግራይ፦፦

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *