ልምዲ ምብራቕ ቲሞር፣ ኣብ ትግራይ ንዝግበር ቓልሲ ኣንፃር ወረርቲ

ኣብ ዝሓለፈ ፅሑፍ፣ ህዝባዊ ዓመፅ ንናፅነት ትግራይ (Civil Disobedience for Tigrayan Freedom) ብዝብል ርእሲ፣ ኣድላይነት ሰላማዊ ቓልሲ ብዝተወሰነ መልክዑ ምልዓልና ይዝከር። እዚ ናይቲ ዝሓለፈ ፅሑፍ መቐፀልታ ኾይኑ፣ ግን ድማ ዓርሱ ዝኸኣለን ንበይኑ ክንበብ ዝኽእልን እዩ። እቲ ዝሓለፈ ክፋል ምንባብ ንዝደሊ ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምርካብ ይከኣል። ኣብዚ ፅሑፍ እዚ ምስ ቃልሲ ትግራይ ንምትሕሓዝ ክጥዕም ምእንታን፣ ብዛዕባ ትግራይ […]

Continue Reading