ልምዲ ምብራቕ ቲሞር ፣ ኣብ ትግራይ ንዝግበር ቓልሲ ኣንፃር ወረርቲ

Civil ዝሓለፈ ፅሑፍ ፣ ህዝባዊ ዓመፅ ንናፅነት Civil (Civil ulydighed for tigrayansk frihed) ብዝብል ርእሲ ፣ ኣድላይነት ሰላማዊ ቓልሲ ብዝተወሰነ መልክዑ ምልዓልና ይዝከር። እዚ ናይቲ ዝሓለፈ ፅሑፍ መቐፀልታ ኾይኑ ፣ ግን ድማ ዓርሱ ዝኸኣለን ንበይኑ ክንበብ ዝኽእልን እዩ። እቲ ዝሓለፈ ክፋል ምንባብ ንዝደሊ ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምርካብ ይከኣል። ኣብዚ ፅሑፍ እዚ ምስ ቃልሲ ትግራይ ንምትሕሓዝ ክጥዕም ምእንታን ፣… […]

Læs