ዋርሳይ ወደይ!

Luuletused

(ብተመስገን ከበደ: ሚያዝያ 25, 2013) -

ዋርሳይ ወደይ!

ዋርሳይ ዋርሳይ
አንታ ጨካን ወደይ
ዋርሳይ ዋርሳይ
አንቲ ጨካን ጏይለይ
ትሻዓተ ወርሒ ተሸኪመ ኣብ ኸብደይ
ንዓመታት ሓዚለ ኣብዝባነይ
ኽሳዕ ሑቐይ ዝግመይ
ኸምዕድል ኾኑ ናተይነገር
ወላዲት ኹሉ ትፆር
ንስብ ዘይንገር
ሽይጣን ይኹን ዕሾኽ ደንዴር
ፀሓ ኣቢልካ ዘኡውርወር ::

እርጋን ምሳርከቨ
እግሪ ምስረቭረቨ
ሸግር ምስተደራረቨ:
ክኸድ ገዛ ደቀይ
እፎይ ኢለ ኽቭልዕ ኽስትይ:
ጋቪ ኣብ ዝቫነይ ንኽድርቪዩለይ ::

ስብ እንተረኸብኩ
ጏሕ: ጏሕ እንተበልኩ
በሪ ክኸፍቱለይ:
ንሱ ይኹን ንሳ:
በግ ኣቢሎም ኸፊቶም:
ጥይት ብግንባረይ:
ነዓይ ብኸዩለይ ::

ወላድ መኻን
ነዓይ ሕዘኑለይ
ካብዛ ጠላም ፀላም
ዓዲ ብምፍጣረይ
እዝኣዶ እደይ ::

 

Jäta vastus

Sinu e-postiaadressi ei avaldata. Kohustuslikud väljad on märgitud *