ልምዲ ምብራቕ ቲሞር ፣ ኣብ ትግራይ ንዝግበር ቓልሲ ኣንፃር ወረርቲ

ኣብ ዝሓለፈ ፅሑፍ ፣ ህዝባዊ ዓመፅ ንናፅነት ትግራይ (Kodanike sõnakuulmatus Tigray vabaduse eest) ብዝብል ርእሲ ፣ ኣድላይነት ሰላማዊ ቓልሲ ብዝተወሰነ መልክዑ ምልዓልና ይዝከር። እዚ ናይቲ ዝሓለፈ ፅሑፍ መቐፀልታ ኾይኑ ፣ ግን ድማ ዝኸኣለን ንበይኑ ንበይኑ ዝኽእልን እዩ። እቲ ዝሓለፈ ክፋል ምንባብ ንዝደሊ ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምርካብ ይከኣል። ኣብዚ እዚ ምስ ቃልሲ ትግራይ ንምትሕሓዝ ክጥዕም ምእንታን ፣ ብዛዕባ ትግራይ […]

Jätka lugemist