ልምዲ ምብራቕ ቲሞር ፣ ኣብ ትግራይ ንዝግበር ቓልሲ ኣንፃር ወረርቲ

Civil ዝሓለፈ ፅሑፍ ፣ ህዝባዊ ዓመፅ ንናፅነት ትግራይ (Громадянська непокора за свободу Тиграяна) ብዝብል ርእሲ ፣ ኣድላይነት ሰላማዊ ቓልሲ ብዝተወሰነ መልክዑ ምልዓልና ይዝከር። እዚ ናይቲ ዝሓለፈ ፅሑፍ መቐፀልታ ኾይኑ ፣ ግን ድማ ዓርሱ ዝኸኣለን ንበይኑ ክንበብ ዝኽእልን እዩ። እቲ ዝሓለፈ ክፋል ምንባብ ንዝደሊ ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ ምርካብ ይከኣል። ኣብዚ ፅሑፍ እዚ ምስ ቃልሲ ትግራይ ንምትሕሓዝ ክጥዕም ምእንታን ፣ ብዛዕባ ትግራይ […]

Продовжити читання